Articles

ሓባራዊ መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ! ካብ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ

ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ መላእ ዓለም ብዘይተሓስበ ቅልጣፈ ተላቢዑ ዘሎ፣ ብኮቪድ19 ዝፍለጥ ሕማም፡ ኣብ ሓጺር ጊዜ ኣብ ሂወት ደቂሰባት ኣውሪዲዎ ዘሎ ቅዝፈትን ኣብ ቁጠባዊ ትሕዝቶ ሃገራት ኣስዒብዎ ዘሎ ክሳራታታትን ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ፡፡ ዓለም ናብ ሓንቲ ጸባብ ቁሸት ተሳጊራትሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ካብ ሃገር ናብ ሃገር፡ ካብ ክፍለዓለም ናብ ክፍለዓለም ብዘሰንብድ ፍጥነት ብምልባዑ፡ ክሳብ እዚ ዕለት’ዚ ን203 ሃገራትን ግዝኣታትን ዓለም ለቢዱ፡ 42,528 ህይወት ከኣ ወሲዱ ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ ክቡር ህዝብና በዚ መልእኽቲ’ዚ ኣቢልና፣ ኩነታትካ ኣብ ዓቢ ሻቕሎት ኣውዲቑና ምህላዉ ብምሕባር፣ ነቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነታት ኣብ ምብዳህ ዝከኣለና ጻዕሪ ከነካይድ ምዃንና ነረጋግጸልካ።  ሃገርና ኤርትራ’ውን፡ ከም ኩለን ሃገራት፡ ካብዚ ሕማቕ ማዕበል'ዚ…

بيان مشترك من القوى الوطنية اإلر ترية

{pdf=http://harnnet.org/images/pdf/jointstatementarabic.pdf|650|850}

እዚተላባዒ ሕማምሲ ህዝቢ ኣጽኒቱዶ ከፋቕር ይኸውን?

{pdf=http://harnnet.org/images/pdf/dirararticle-04.04.2020.pdf|650|850}

“ብልዒ ሓላፊ ስም ተራፊ” እዩ’ሞ

ኤርትራውያን ኣብ ፈታኒ ቀራና መንገዲ ካብ እንኣቱ ነዊሕ ግዜ ኮይኑ እዩ። ዝመጻእናዮ መንገዲ ኩሉ ሳላ ተስፋ ዘይምቑራጽና ዝተሰግረ እምበር ኩርኳሕ ዘይተፈልዮ እዩ ነይሩ እንተተ ባህለ ምግናን ኣይኮነን። ነቲ ኩሉ ሰጊርና ክንበጽሖ እንምነዮ ህይወት ከኣ ጌና ኣይበጻሕናዮን። ኣብዚ ናይ ክሳብ ሕጂ ናይ ምውዳቕን ምትንሳእን ጉዕዞና እቲ ብደሆ፡ ብሰንኪ ጉጅለ ህግዲፍ ዝተፈጥረ፡ ብፖለቲካውን ሕገ-መንግስታውን መሰል ምስኣን፡ ሰብኣዊ መሰል ምግፋፍ፡ ኣብ ፍጹም ኢደወነናዊ ምልክን ኣርዑት ምውዳቕ፡ ልዕልና ሕግን ፍትሕን ዘይምህላው፡ ሕሉፍ ሓሊፉ ከኣ ልኡላውነት ሃገርን ህዝብን ኣብ ሓደጋ ምእታው ዝግለጽ ኮይኑ ጸኒሑ። ነዚ ኩነታት እዚ ብቃልሲ ስዒርና ኣብ ራህዋ ንምብጻሕ ከኣ መላእ ደላይ ፍትሒ ኤርትራዊ ኣብ ቀጻሊ ቃልሲ ጸኒሑን ኣሎ። እዚ ከም ኤርትራውያን…

Isaias’s holocaust moment: The threat of mass deaths in SAWA camp

April 4, 2020 Eritrea Hub News Source: Assenna Isaias’s holocaust moment:  The threat of mass deaths in SAWA camp By Petros Tesfagiogis Human crisis is looming large on the horizon because of the killer COVID-19 pandemic spreading all over the world.  Governments are issuing guidelines  APRIL 3, 2020  Isaias’s holocaust moment:  The threat of mass deaths in SAWA camp By Petros Tesfagiogis Human crisis is looming large on the horizon because of the killer COVID-19 pandemic spreading all over the world.  Governments are issuing guidelines to their citizens to stay put in their houses to avoid the spread the virus…

Radio Dimtsi Harnnet Sweden 04.04.2020

COVID-19 supplies from Chinese billionaire Jack Ma never reached Eritrea

April 4, 2020 Martin Plaut News Source: VOA COVID-19 Supplies From Alibaba Never Reached Eritrea By Simon Marks April 03, 2020 04:42 PM ADDIS ABABA – Much publicized COVID-19 supplies donated by Chinese billionaire Jack Ma and his Alibaba Group never made it to Eritrea, despite Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed’s saying the supplies had been delivered to the entire continent. The reasons why the goods did not reach Eritrea are unclear, but rights activists accuse the government of ignoring the needs of its people. Two officials at the Africa Centers for Disease Control and Prevention, which helped organize delivery…

ሓባራዊ መልእኽቲ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ናብ ዝምልከቶም ኣህጉራውያን ትካላት

ክቡር ኣቶ ፊሊፖ ግራርዲ - ኮምሽነር ላዕላዋይ ኮምሽን ጉዳይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት - ጀነቫ ክቡር ዶ/ር ተድሮስ ኣድሓኖም - ጠቕላሊ ዲረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ጠቕላሊ - ጀነቫ ቅዳሕ፡- ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላት ሕቡራት ሃገራት ንኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዕቆብቲ ሃገራት 31 መጋቢት 2020 ጉዳይ፡- ንኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዘለዉ ኤርትራውያን ጸረ-መቕዘፍቲ ኮሮና ቫይሩስ ንምክልኻል ዝዓለመ ምሕጽንታ ክቡር ኮሚሽነር ላዕለዋይ ኮምሽን ጉዳይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ኣቶ ፊሊፖ ግራንዲ ክቡር ጠቕላሊ ዲረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶር. ተድሮስ ኣድሓኖም  ንሕና፡ እዞም ኣስማትና ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ዘሎ ንኹሉ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኣብ ስደት እንውክል፣ ናብ ክብርነትኩም ሓለፍቲ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ስደተኛታት ሰብ-መዝን ውድብ ጥዕና ዓለምን እዚ ኣገዳሲ…

رسالة من القوى السياسية الإرترية إلى الجهات الدولية المعنية

إلى/ سعادة السيد فليبو جراندي، المفوض السامي لمفوضية الأمم المتحدة لشؤون اللاجئين - جنيف إلى/ سعادة الدكتور تيدروس أدحنوم ، المدير العام لمنظمة الصحة العالمية - جنيف نسخة إلى: هيئات الأمم المتحدة المعنية الأخرى الدول المضيفة للاجئين الإرتريين التاريخ: 31 مارس 2020 الموضوع: نداء لحماية الإرتريين داخل الوطن وخارجه من وباء فيروس كورونا     سعادة/ مفوض المفوضية السامية للأمم المتحدة لشؤون اللاجئين، السيد فيليبو جراندي ، سعادة/ المدير العام لمنظمة الصحة العالمية ، الدكتور تيدروس أدحنوم ،   نحن ، الكيانات الموقعة أدناه التي تمثل مجموعة المنظمات السياسية الإرترية في الخارج، رأينا أن نرفع هذا النداء الهام إلى المفوضية السامية لشؤون اللاجئين،…

An Eritrean Appeal to the International Humanitarian Community

To: H.E. Mr. Filippo Grandi High Commissioner, UNHCR, Geneva To: H.E. Dr. Tedros Adhanom, Director General, WHO Geneva CC: Other Concerned UN Bodies, Host Countries of Eritrean Refugees March 31, 2020 Subject: An Appeal for Protection of Eritreans at Home and abroad from the Scourges of Corona virus Dear UNHCR Commissioner, Mr. Filippo Grandi, Dear WHO DG, Dr. Tedros Adhanom, We, the undersigned entities representing the ensemble of Eritrean political organizations in exile, felt the obligation of sending this earnest appeal to Your Excellencies at UNHCR and WHO, with copies to concerned UN organs and countries hosting Eritrean refugees, on…