Assenna.com

ጸብጻብ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት፡Human Rights Watch፡ ብዛዕባ ኤርትራ

ንዕስራ ዓመታት፡ ናይ ኤርትራ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣۿወርቂ፡ ነቲ ናይ ምስ ኢትዮጵያ ሰላም ዘይምንባሩ ብምምዝማዝ ገባርን ሓዳግን ንኽኸውን ምኽንያት ኮይንዎ ጸኒሑ እዩ። ኣብ ወርሒ ሓምለ 2018 ኣብ ሞንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዝተገብረ ናይ ሰላም ስምምዕ፡ ዋላ’ኳ ነቲ ናይ ኤርትራ ዲፕሎማሲያዊ ተነጽሎ እንተቐየሮ፡ ንሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት ከም’ቲ ተስ܂ […]

For Immediate Release

For Immediate Release Yesterday afternoon Kate Osamor MP was announced as the newly elected Chair of the APPG for Eritrea. Kate brings her experience as Shadow Secretary of State for International Development and as long time Chair of the APPG for Nigeria. The reformed All-Party […]

ATV: ዛንታ ጎንደርን ኣስመራን ኣብ ብዓል ጥምቀት!

ATV: ኪኖ ኣርእስተ ዜናታት – 2ይ ክፋል – `ይኣክል ምባል ይኣኽለኩም?` – ዓሻ ድየ በራኺ ! ፡ ሓበሬታማእከሎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ስለምንታይ?

ATV: ኪኖ ኣርእስተ ዜናታት፡ ኢሳይያስ ዕዮ-ገዛ ኣምሓራ – ወዲ ነገራ ዕዮ-ገዛ ደቂ ኤርትራ ይሰርሑ `ለዉ – (1ይ ክፋል)

ዕድመ ንኽብሪ በዓል 8 መጋቢት

ንዝኽሪ በዓል 8መጋቢት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት / ሃገር ጀርመን: ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኩሉኹም ኤርትራውያን ደቂ- ሃገር፡ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ጀርመን ንዕለት 07.03.2020 ሰዓት 14፡00 ድሕሪ ቐትሪ ዝጅምር ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ- ኣንስትዮ ብድምቐት ንምብዓል ተዳሊና ስለ ዘለና ምሳና ሓቢርኩም ንኽትውዕሉ/ላ ብኽብሪ ንዕድም። ዝበዓለሉ […]

ATV: ሳህለን መሃንዘልን – ኣብ ሃገርና ፊሽቡክ ካብ ዘየልቦ፡ ንብኢዱ ብደርፊ ዓድና ንስሃሎ – ካብ ሰነዳት ኣሰና

ATV: መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ዘበነ ህግደፍ ተላዓሉ – ብሙሴ ተምነዎ – ሚነሶታ

ATV: እዋናውን ሕቶታት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ – ኣብ ኣኼባ መራሕቲ ቦጦሎኒታትን በራጊድን ዝቐረበ

ATV: ኣብ ጻዕረሞት ዝርከብ ትካላት ላዕለዋይ ትምህርቲ ኤርትራን ንሓቀኛ ኤርትራውያን ዘመሓላልፎ መልእኽትን – (1ይ ክፋል) – ብተስፋብርሃን ኤርትራ