Welcome to UDC Eritrean Official Website

ثقة – وحدة – نصر

فتتاحية ثقة – وحدة – نصر وجود الثقة بين فيئات المجتمع مهم جداَ لأن الثقة تشكل الأساس المتين الذي تقوم عليه الوحدة الوطنية وتساعد في تجسير الهوة بين القوى السياسية الإرترية، وتأثر تأثيراً إجابياً على قرارتها و تعززمشاركة الجماهيرللعب دورها في الكفاح من أجل التغيير. من خلال بناء الثقة بين كل القوى السياسية الوطنية من جهة و بين الجماهير وتلك القوى من جهة أخرى نستطيع أن ندخرالجهد والوقت  في إنجاز برامجنا العملية و نتجنب الخسائر. سهولة التواصل بين مكونات المجتمع وعملية قبول الرأي والرأي الأخر هي من إجابيات الثقة الموجودةRead More

ኣባይኪ ኣባይኪ ስራይ

                  ኣባይኪ  ኣባይኪ  ስራይ      ከቦታያ  ቀጢን  ሻነት  እንቲ       ስጋድ  ዓርኮከባይ  ሓሊብ  ሳቲ       ኣስክ  ምዶል  ክምእና  እትፍንቲ       ምስልኪ  ብና  ሕና  ፍቲ                    ኣጭፋር  ኣሽከለላ  ግሩም  እገር                  ዕንታት  ለኣትረዋርሕ  ጃህራይ  ዓስተር                  ረማ  መትፈናታይ  ሚልትበሰር                  ኣባይና  ዎኣባይኪ  በንበን  ልንበር    ሰፋለለዩ  ገሮብና Read More

ደረጃታት፟ ንቅሓትን ነብሰ ፍተሻን፡

                                                 ደረጃታት፟ ንቅሓትን ነብሰ ፍተሻን፡፡                ብቀዳምነት ንኹሎም መቃልስተይ ሰናይ ግዜ እምነ ፡ ቀጺለ ሓሳባት ምልዉዋጥ ብእተርእይዎ ተበግሶታት ብኽብሪ ይመዝኖን ባህታይ ክገልጽን ይፈቱ። ብዝተፈላለዩ መለክዒታት ብዕድመ ብማሕበራዊ አቃዉማ ብከባቢያዊ ፡ ብዝጸልዎ ግዴታን ብማዕረ ንምዘን ኢና ኢለ አይአምንን ። ስለዝኾነ ድማ ዓቅምታትና አብ ምዉህሃድ ብዘይ ስኽፍታ እታ ዘላትና ፍልጠት ከነሰጋግር ከሎና ንዘይረአዩና ብሉጻት ሓሳባት ካብ መንን መዓስን ይምንጭዉ ስለዘይፍለጥ ንደረጃ ንቅሓትና ክብ አብምባልን ንጥምረትና ዝህልዎ ስሕበትን (Gravity) ዕዙዝ ምዃኑ ብምእማን ብወገነይ ወስ ከብል ድሌተይ ስለዝኾነ ነቲ ጠቂሰዮ ዘለኹ አርእስቲ ተመርኩሰ ብኸምዚ ይጅምር ፦      ብመጀመርታ እቲ ወሳኒ ንነብስኻ ምህናጽ ስለዝኾነ እቲRead More

ኣገዳሲ ሓበሬታ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ”ትንሳኤ ኤርትራ” ይኣክል ስቶክሆልም

ኣገዳሲ ሓበሬታ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ”ትንሳኤ ኤርትራ” ይኣክል ስቶክሆልም ኣብ ወርሒ ነሓሰ ዝተኻየደ ኣኼባ ትንሳኤ ኤርትራ ደለይቲ ፍትሒ ስቶክሆልም፡ ንሃገር ሽወደን ዝውክል ባይቶ ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ንምቋም ኣብ ዝተኻየደ ነዊሕ ቃልሲ’ዩ። ብፍላይ ድሕሪ ህዝባዊ ናዕቢ ’ይኣክል” ህዝቢ ሽወደን ምስ’ቲ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዝርከብ ውጹእ ህዝቡ ንምሕባር፡ መዓልቲ ነጻነት ንምኽባር ኣብ ዝተኻየደ ጽንብል ነቲ ባዕሉ ዝተበገሰ ምንቅስቓስ ”ትንሳኤ ኤርትራ” ንምንቅስቓስ ይኣክል ብሕድሪ ተዋህቦን ዝተዛዘመ ዕዉት ጽምብል ኣካይዱን። ንክልቲኡ ዕማማት ማለት ማሕበረ ኮም ኣብ ሽወደን ንምቋምን፡ ይኣክል ኣንጻር መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ህዝቢ ንምጥርናፍ ብቀጻሊ ክካይድ ዝጸንሐ ንጥፈታት ግዚያዊት ሽማግለ ቆይማ፡ ድሮ ስርሓታRead More

ስምምዕ ሰላም ኢትዮ ኤርትራ – ኣበይ ደኣ ኣበለ?

ስምምዕ ሰላም ኢትዮ ኤርትራ – ኣበይ ደኣ ኣበለ?   ርእሰ ዓንቐጽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ 11 ጥቅምቲ 2019 ኩላትና ከም ንዝክሮ: ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንኤርትራ ዘካየዶ ፈላማይ ታሪኻዊ ምብጻሕ እነሆ ዳርጋ ዓመትን መንፈቕን ሓሊፍዎ ኣሎ። ከምኡውን ድሒሩ ዝጀመረን ብቀጻልነት ዝረአ ዘሎ ዝሕቱል ርኽክባት: ኣብቲ እዋን’ቲ ብመራሕቲ ክልቲኤን ሃገራት ዝካየድ ዝነበረ ጽዑቕ ተደጋጋሚ ዑደታት ንመስርሕ ሰላም ብዝተቐላጠፈ ይኣትዋ ከምዘለዋ የምስሎ ነበረ። እዚ ማለት ድማ እቲ ቀንዲ ምንጪ ናይቲ ኣብ መንጎኤን ዝነበረ ኩነታት ኣይ-ሰላም ኣይ-ኵናት ንምፍታሕ ኣብ ስርሓት ተጸሚደን ኣለዋ ዝብል ስምዒት ፈጢሩ ነይሩ ክበሃል ይከኣል። ይኹን ደኣምበር እዚRead More

ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ውክልና ሂቡኒ ’ቃል ቀ.ሚ ኢትዮ ኣብዩ ኣሕመድ ”

ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ውክልና ሂቡኒ ’ቃል ቀ.ሚ ኢትዮ ኣብዩ ኣሕመድ ” ኣብ’ቲ ትማሊ ዕለት 10 ሕዳር 2019 ዝተኣካይደ፡ መመረቕታ ሕዳሰ ህንጻ ቤተ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ፡ ብርክት ዝበሉ መራሕቲ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ኤምባሲታት ከም ዝተሳተፍዎ ኣብ መእተዊ መደረ ቀ.ሚ ኢትዮጵ ዶ/ር ኣብዩ ኣሕመድ ተገሊጹ። ኣብ’ቲ መደረ መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኡጋንዳ፡ኬንያ፡ ሶማልያ፡ጁቡቲ፡ደቡብ ሱዳን ብኣካል ዝተሳተፉ ምንባሮም ክጥቀስ እንከሎ ብወገን ኤርትራ ግን ባዕሉ ቀ.ሚ ኢትዮጵያ ብፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ከም ዝተወከለ ንዝቀረበሉ ዕድመ ገሊጹ። ቃል ብቃሉ ከም’ዚ ዝስዕብ ”ፕረሲደንት ኤርትራ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ክውክሎም ዝገበሩለይ ዕድመ መሰረት ናይ ክልተና ሓሳብ ብሕጽር ዝበለ የቕርብ። ዝምድና ኢትዮጵያንRead More

ሓደ ኤርትራዊ ሓባራዊ ጽላል ይመስርት

ሓደ ኤርትራዊ ሓባራዊ  ጽላል ይመስርት     ወዲ-ሰብ  ፍጥር  ክብል  ንክውንነት  ተፈጥራዊ  ነገራት  ባህሪ ኣብ  ጠቅሙ  ንከውዕሎም  ይሓስብን  ይሰርሕን።   ንባዕሉ  ድማ   ኣካል  ባህሪ   ኢዩ።  ባህሪውን ብሕግታቱ  ንዝግዛእን ንዝሰማማዖን ዝኾነ  ኣካሉ   ይጠቅሞን  ንባዕሉውን  ካብኡ  ይጥቀም።  እዚ  ኣምር  እዚ  ሕጊ  ናይ  ተፈጥሮ  ኢዩ።  ካብዚ  ናይ  ሂወት  ሕጊ  ወጻኢ  ዝኾነ  ህላወ  የለን።  እዚ    ሕጊ  እዚ  ብናይ  ግብርን  ግብረ-መልስን  ናይ  እንካን  ሃባን  መለለዪ  ዝፍለጥ  ምስጢር   ኢዩ። ስለዚ  ወዲ-ሰብ   ኣቀዲሙ  ኣብ ባዕሉ  ክሰማማዕን  ክወሃሃድን ይሕተት። ቀጺሉ  ምስ ዝተፈላለዩ  መዳያት  ባህሪ  ክሰማማዕን  ንዖኦም  መሲሉ  ኣብ  ክሊ  ጥዑይ  ተደላዪ  ህያውነቶም   ናይ  ናብርኡ  ክውንነት  ክመርሕ  ይሕተት።  ነዚ  ንወትሩ  ዝሕተተሉ Read More

ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ፈ/ሽ ውሓዲለ

ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ፈ/ሽ ውሓዲለ ሰንበት ዕለት 6 ጥቅምቲ 2019፡ፈ/ሽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ኣቦ/መ ፈ/ሽ ኣቶ ተስፋሚኪኤል ዮሃንስ ንኣባላት ፈ/ሽ እንቋዕ ደሓን መጻኹም ድሕሪ ምባሉ ኣብ ካልኣይ ኣኼባ ዝሓለፈ ጸብጻብ ክጸድቀሉ ድሕሪ ምሕታት፡ ንሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ዘእቱ ኣጀንዳ ሰሪዑ ኣቅሪቡ። ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ፈ/ሽ ውሓዲለ ኣብ ዘካየዶ ንውሕ ዝበለ ክትዓት፡ ፖለቲካውን ማሕበራውን ኩነታት ህዝብናን ካብ ዝኸፈእ ንዝኸፍአ ኣንፈት ዘንቆልቍለሉ ኣሉታዊ ምዕባለን ሓደጋን ንምዕጋት፡ ደላይ ፍትሒ ዝኾነ ህዝብናን ደምበ ተቃውሞ ካብ ዝሓለፈ ተሞክሮታት ተማሂሩ ቃልሱ ንምሕያል፡ ክጥቀመሉ ንዘለዎ ሓድሽ ኣገባብ ቃልሲ ኣብ ዝሓሸRead More

UDC EC held its 3rd regular meeting.

UDC EC held its 3rd regular meeting. Yesterday, Sunday 06 October 2019, the Executive Committee of the Organization of Unity for Democratic Change (UDC EC) held its 3rd regular meeting. During the meeting which lasted for two hours, EC members discussed a number of issues, among which the worsening political and socio-economic conditions in Eritrea and the need for the Eritrean opposition forces to learn from past experiences and in light of the growing popular resistance, to explore new ways of forging a better unity of purpose that is basedRead More

መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ዘይሕጋዊ ኣዋጅ ተግባራቱ ፈሺሉ!

መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ዘይሕጋዊ ኣዋጅ ተግባራቱ ፈሺሉ! ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት 2019 ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም መላኺ ስርዓት ኣስመራ ሕጋውነትን ዘይብሉ ዝኣዋጆን ዝዘርግሖን መምርሒ ወሰኽ ዕዳጋታት፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንነዊሕ ዓመታት ክሳቐ ዝጸንሐ ዘርይጉእ ኩነታት፡ ሓዲሽ ዘይሓግዊ ዘይምዕሩይ ኣዋጅ ተወሲኽዎ ንብዙሕ ምኽንያታት ንህዝቢ ካብ’ቲ ዝነበሮ ተወሳኺ ጭንቐት ዘሕደረሉ፡ ነጋዶ ብዝወርዶም ስውር መቕጻዕታት፡ ብፍላይ ድሕሪ መስርሕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ሓምለ 2018፡ ሚዛን ዘይብሉ ንግዳዊ ምዝንባዓትን ሓለፋን፡ ህዝብና ብሓፈሻ ነጋዶ ብፍላይ፡ ነቲ ብኢትዮጵያ ክኣቱ ንዝተፈቐደ ንብረት ዝጣበቐሎም ዝኸላኸለሎም ዘይብሎም ግዳይ ፍንዉ ዕዳጋን ሸቀጥን፡ ከም ውጽኢቱ ከኣ ብውዕልን ብዋጋን ክሳቐዩ ከም ዝጸንሑ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ህዝብናRead More