Assenna.com

ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቶም ብዋሕስ ዝለቐቖም ወነንቲ ቦጣት ማይ፡ ካብ 250 ሽሕ ክሳብ 1.5 ሚልዮን ናቕፋ ቅድሚ ዕለት 1 ለካቲት 2019 እንተዘይከፊሎም ነቲ ብውሕስነት ተታሒዙ ዘሎ ኣባይቶም ክሕርጆ ምዃኑ የፈራርሖም ከምዘሎ ተፈሊጡ።

ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቶም ብዋሕስ ዝለቐቖም ወነንቲ ቦጣት ማይ፡ ካብ 250 ሽሕ ክሳብ 1.5 ሚልዮን ናቕፋ ቅድሚ ዕለት 1 ለካቲት 2019፡ ማለት ኣብዘን ዝመጽኣ 10 መዓልታት እንተዘይከፊሎም ነቲ ብውሕስነት ተታሒዙ ዘሎ ኣባይቶም ክሕርጆ ምዃኑ የፈራርሖምን የጨንቖምን ከምዘሎ ተፈሊጡ። ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ፈለማ ሰሙን ወርሒ […]

ATV: ዝርርብ ምስ ኣቶ ዓብደላ ኣደም ብዛዕባ እዋናዊ ጉዳያት ኤርትራ – Part 2 – 19 Jan, 2019

ATV: Program Intro and News – Saturday, Jan 19, 2019

ATV: ዝርርብ ንፕሮፖጋንዳ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምስ ዝበደሀት ኤርትራዊት ኣልማዝ በየነ ካብ ስዊዝ – 18 Jan, 2019

ATV: ዝርርብ ምስ ኣቶ ዓብደላ ኣደም ብዛዕባ እዋናዊ ጉዳያት ኤርትራ – Part 1 – 17 Jan, 2019

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ይቕሬታ ሓቲቶም ብዝብል ዝተሰነዐ ተዋስኦ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ዝርከቡዎም ገለ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፈትሕ ውጥን ከምዘለዎ ምንጭታት ሓቢሮም።

ኣብቲ ምስ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብስም ሰላም ዝገበሮ ርክብ፡ ንልኡላውነት ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ብምእታዉ፡ ከምኡ  `ውን ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ፖለቲካዊ ለውጢ ብዘይምግባሩ፡ ካብቶም ዝርካቦም ከገልግሉዎ ዝጸንሑ ሰበስልጣን ከይተረፈ ተነጺሉ፡ እቲ እናበርተዐ ዝኸይድ ዘሎ ተቓውሞ ህዝቢ ገንፊሉ ከውሕጦ ተሻቒሉ ዘሎ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ገለ ብፖለቲካዊ ምኽንያት […]

ATV NEWS AND DONATION ANNOUNCEMENTS – TUES, JAN 15, 2019

ATV: ቃል ኣሰና – ምስረታ ሳተላይት ቴለቪዥን ኣሰናን ቀጻልነቱን ትርጉምን – Tues, Jan 15, 2019

ስርዓት ኢሳይያስ፡ ምስ ኢትዮጵያ ሰላም ተረኺቡ ኣብ ዝብለሉ ዘሎ እዋን፡ መዝገብ እናገንጸለ ንዋሕሳት ናይቶም ኣቐዲሞም ናብ ኢትዮጵያ ዘመለጡ ኤርትራውያን ዓሰርተታት ኣሽሓት ገንዘብ ክኸፍሉ የገድዶም ከምዘሎ ተፈሊጡ።

ኣብዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዕርቀ-ሰላም ተገይሩ ተባሂሉ፡ ዶባት ተኸፊቱ ህዝቢ ክልቲኡ ሃገራት ጥራይ ዘይኮነ፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ብዓቢኡ ዝርከቦም ሰበስልጣን ኤርትራ ይኹኑ መራሕቲ ኢትዮጵያ ካብን ናብን ዝበጻጽሑሉ ዘለዉ እዋን፡ ልኡኻት ስርዓት ኢሳይያስ፡ ቅድሚ እዚ ኩነታት`ዚ `ብስግረዶብ` ናብ ኢትዮጵያ ናይ ዘምለጡ ኤርትራውያን ዋሕሳት መዝገብ እናገንጸሉ ኣማኢት […]

ተርእዮ ሕሉፍ ምንቅስቓስ ኣብ ፖለቲካ ኤርትራን እስጋእነቱን (ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል)

ተርእዮ ሕሉፍ ምንቅስቓስ ኣብ ፖለቲካ ኤርትራን እስጋእነቱን (ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል)   መብራህቱ ኣተወብርሃን   ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ፡ ብዛዕባ ኣብ ፖለቲካ ሃገርና ዝቀላቐል ዘሎ ሕሉፍ ናይ የማን ጥሩፍነት ዝያዳ ኣብ መንእሰያት ጐሊሑ ከምዝረኣን ክህልዎ ዝኸእል ኣሉታዊ ሳዕቤንን ሓፈሻዊ ስእሊ ክህብ ፈቲነ ነይረ። ኣብዚ […]

Powered by rss2html